ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

ኣብቲ ዝተቀሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምክስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን /ካርድ ዘለኩም : ናይ መቅርባይንት ካርድ ዘለኩም

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓምዲክሬሽ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 06/06/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/06/2010 ዓ/ም ብምምፃእ ክተወዳደሩ ንዕድም ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 21 /06/ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344430357 ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo