ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት

  • ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

በዚ  መሰረት

 1  ብዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን::

 2  ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም  ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ ለካቲት 2007 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::

3  መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም::

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ  ዕ/ፋ/ን/ምም/ ር  መዉሳድ ይካአል::

5  ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ/ 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::

6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ክተቅርቡ እትክእሉ ንክትጫረቱ ንዕድም::

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/07/ 2007 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ ኣሕፈሮም ት/ፋይናንስን ከይዲ  ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ምዉሳድ ይካአል::

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም  ብዝተዓሸገ  ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ  ትክእሉ::

9  ጨረታ ዝዕፀወሉ  ዕለት 29/7/2007 ዓ/ም ድ ቀትሪ 8:00::

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29 /7/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30  ድ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለከቻ  ኣብ ዝተረከብሉ  ወይ ብመምርሒ መሰረት  ይክፈት::

11 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::

    NB  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ  ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ  ሐበሬታ  ስልኪ  ቁፅሪ  0344490067   ሞባይል  0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::

 

 

  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo