ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕል ትቦታት ማይን መገጣጠምኡን ቆፀርትን : ፕሪንተር : ናይ ህንፃ ስራሕቲ አቁሑት :ቆርቆሮ ቴንዲኖ ብሎኬተ ሓመድ ሑፃ ፈርኒቸር ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእÂ ረቋሕታት

1. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዝቅርበ

2. ቫት ዝተመዝገበን ቲን ካርድ ግበሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ

3. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ዝርዝር አቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ተዓሺጉ ኣተሓሒዙ ዘቅርብ::

4. ቫት ዝተመዝገቡን ቲኦቲ ቲን ካርድ ግብሪ ክፍሊት ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

5. ኩሎም ዓይነታት ንብረትይ ንናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል መከበሪ ጨረታ ድማ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትዝሑ አለዎም

6. ተወዳደርቲ ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ብናይ መቅረባይ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7. ንናይ ፕሪንተር መቅረብቲ ቫት ተመዝገብቲ እኮኑ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ 50 ቅርሺ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

8. ጨረታ ሰነድ ካብ ዕልት 02 /06/ 2010 ዓም ክሳብ 6 /07 /2010 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

9. ጨረታ ሰነድ ንናይ ትቦታት ማይን መገጣጠምን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕልት 6/ 07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

10. ጨረታ ሰነድ ንፈርነኒቸር ዝዕሸገሉ ዕልት 6/ 07/ 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

11. ጨረታ ሰነድ ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ቆርቆሮ ሚስማር ቴንዲኖ ዝዕሸገሉ ዕልት7 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

12. ጨረታ ሰነድ ሑፃ ሓመድ ብሎኬት ዝዕሸገሉ ዕልት 7 /07 /2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

13. ጨረታ ሰነድ ንፅሕፈት መሳርሒ ዝዕሸገሉ ዕልት 8/ 07 /2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

14. ጨረታ ሰነድ ንናይ ፕሪንተር ዝዕሸገሉ ዕልት 8 /07/ 2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

ኩሎም ዓይነት ንብረታት ቫት ተመዝገብቲ ኮይኖም ሓመድ ሑፃ ብሎኬትን ግና ቲኦቲ ተመዝገብቲ ሓዊሱ ዮ

ቤት ፅሐፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ :: ን ተወሳኪ ሓበሬታ 034 44 43 00 53 / 09 14 78 35 64 /09 14722968

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo