ብሩህ ተስፋ ናይ ማይን ቴክኖሎጂ ሓዝዉማ ን ናይ ስፖርት አቁሑት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ 50 ቅርሺ ብምክፋል ንክትሳተፉ ይዕድም

ስራሕቲ መስኖን ማይ ቴክኖሎጂ ብርሁ ተስፋ

SN              Description                                                          Unit             qty

1          Rear wheel with sprocket 11 speed and front wheel  pcs             10

2            Rear wheel with sprocket 11 speed                           set                5

3           Shoe bicycle shoe                                                       Pair            16

 

1ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፈቃድን ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ዘቅርብዎ ዓይነት ጨረቂ (ብራንድ) ጠቂሶም ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

4 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 7/02/2018 ዓም ጀሚሩ ናብ ትከልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 01/03/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደረራሽ ይክፈት

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344408544/ 0344400072/0914707067 ደዊልካ ምሕታት ይከአልÂ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo