ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ዓመት 2ይ ሰሚሰተር ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን :ቀወምትን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ

1ናይ 2010 ዓምዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድክተቅርብ እትክእሉ

2ናይ 2010 ዓምዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርብ እትክእሉ

3ናይግብሪከፋላይመለለዩቁፅሪ Tin ሰርተፊኬት ክተቅርብ እትክእሉ

4ናይ VAT/ተወሳኪእሴትታክስ ሰርተፊኬት ክተቅርብ እትክእሉ

5 ናይወርሒታሕሳስ 2010 ዓምሒሳብዝወራረድሉመረዳእታ ክተቅርብ እትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከተቅርቡ ትክእሉ

7 ሰዓርቲ ጨረታ ሰዓርቲ ምካኖም ካብ ዝተነገሮም ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ውዕል ክትኣስሩ ዝትክእሉ ተዘይኪኢሎም ዘትሐዝዎ መክበሪ ከምዝዉረስ ክንፍልጥ ንፈቱ

8 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት መጎዓዓዚኡ ክሳብ ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ብናይ ባዕልኩም ወፃኢ ምካኑ ከትፈልጡ /ኣብ ግምት ክተእትዉ/ አለኩም

9 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ከህልዎ አለዎ

10 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅና ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት 1/6/2010 ክሳብ 15/6/2010 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

11ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ንሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : ንፅሬት መከበሪ 3000 ብር : መሳርሒ ህንፃ 5000 ብር : ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ንሕድሕድ ብር 3000 ብር መክብሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ

12 እቲ ጨረታ ዕለት 15/6/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ዕለት 15/6/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይ ተወከልቶም ተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ጨረታ ኣይተአጎጎልን ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን

14 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ሰነድ ጨረታ ከም መምርሒ ኮይኑ ዘገልግል ምካኑ አብቲ ሰነድ ዝተገለፀ ረቂሒታት ዘየማልእ ዘይተኣናገድ ምካንና ክንገልፅ ንፈቱ

ንዝበለፀሓበሬታ 0345545632 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo