ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

                ናይ ጨረታ ምልክታ   

ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::

1 ተጫረቲ  እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ዋኑኡን ቅዳሕን ከተቅርቡ  ትኽእሉ

  1. ዝተሐደሰ ናይ 2007 ዓ/ም ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ
  2. ተወሳኪ እሴት ታክሲ(VAT)ምምዝጋቦም ዘረጋግፅ መረዳእታ
  3. ናይ ጥሪ 2007 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለራስዩን ዘርኢ መረጋገፂ::
  4.  ንምህላዎም መረጋገፂ::
  5. ኣብ ናይ መንግስቲ መቀረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንምኾኖም ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር::
  1. ተጫረቲ ንሕድሕድ ጨረታ 50.00 ብር ብምክፋል ዝርዝፍር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኤጀንሲና ቢሮ ቁፅሪ 13 ምርካብ ይኽእሉ::
  2. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ::
  3. እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ
    1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ካብ 15 /07/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 29/07/ 2007 ዓ/ም::
    2. ናይ መለዋወጢ ኣቕሑት ካብ 16/07/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 30/07/ 2007 ዓ/ም::
    3. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት (ዴስክቶፕ: ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት) ካብ 17/07/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 01/08/2007 ዓ/ም::
    4. ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ካብ 18/07/2007 ዓ/ም ክሳብ 03/08/2007 ዓ/ም::
  4. ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት
    1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይኽፈት::
    2. ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክተሪክ ሳኒተሪ ኣቑሑት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት
  5. ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
  6. ተጫረቲ ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 41 85 15 ወይ 0344 41 85 14 ብምዳዋል ምሕታት ይኽእሉ::

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo