ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት /elelctronics Material/ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

ስለዚ ክትጫረቱ ዝደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምካኖም ይሕብር።

1. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሸ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 613 /200/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዲክመንት ክውስዱ ይክእሉ።

2. ተጫረቲ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሓዊ ዲክለር ናይ ታክሲ ክፍሊትን ናይ ቲን ዝተመዝገብሉም ምካንኩም መረጋገፂ ክተቅርቡ ይግባእ ፎቶ ኮፒን ኦርጂናለ ሒዞም ክቅርቡ ኣለዎም

3. ተጫረቲ ካበ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና መክበሪ /ቢድቦንግ/ ሕጋውነቱ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ክትሕዙ ኣለዎም ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ኣይፍቀድን

4. ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ሰነድ ንዝተኣሸገ ፓስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 13/06/2010 ዓ/ም ሰዓት ሓሙሽተ/5:00/ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት እቲ ሰነድ ጨረታኦም ክቅርቡ ይክእሉ

5. ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ዕለት 13/06/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብለየ እዩ

6. ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሑት ንምቅራብ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ኣብ ዘሎ 15 መዓለቲ ውሽኒ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሮ ኣለዎ

7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ዕለት ክሕልዎ ኣለዎ ከምዑ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተመልዐሊ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተኮንኑ ተቀባልነት የብሉን

8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሲ መዴል /specification/ ምስራዝ ኣይከኣልን

 

9. እቲ ድርጅት ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo