ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ በኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2017 /2018 እስካብ 2019 /20 ንሰለስተ ዓመት ኣጣቃለሊ ምርመራ ሒሳብን ኣፈፃፀማ መምርሕታት ሒሳብን ምርመራ ሒሳብ ዝገብር ናይ ደገ ኦዲተር ክወዳደር ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ብSCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 28 /5 /2010 ዓም እስካብ 9/6 /2010 ዓም (05 /02 /2018 ኣፍ 16/2 /2018 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 9/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝከፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 9/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝረከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ህንፃ ማሕበር ኣንስተዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo