ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ማእኮሎት ጎዳጉድን ቼክ ዳማትን ከስርሕ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

1 ብናይማይስራሕቲንግዲፍቃድዘለኩም ንናይ መደበኛ ሳሆን በጀት ዝሰርሓ ማእከሎት ጎዳጉዲ ክጫረት ግልፂ ጨረታን ከምእዉን ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ንዝካየድ ናይ ማእከሎት ጎዳጉዲ ብብርኪ ከባቢያዊ ጨረታ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ከወዳድር ብክብሪ ዓዲሙ ናይ ሓባር ዒላታትን ፕሮፎርማ ድማ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ስራሕቲ ማይ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ብደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ካይኑ ንደረጃ 8ተ ንግዲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1ናይ 2009 ዓምግብሪከፈሊልኩምናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ዘለኩም

2መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

3 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4ዝተሐደሰ ወረቀተ ምስክር ከቅርብ ዝክእል

5 ካልኦት መረዳእታ ሓዊሱ ዋና ክልተ ቅዳሕ ነብሰ ወከፎም ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ሽምን ፊርማን ተወዳደርቲ ዓሪፍዎ ኩሎም ድማ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥማር ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ መሊኦም ከእትዉ ይክእሉ

6ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ እቲ ሰነድ ብምፍራም ማህተም ብምግባርን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ከአየተኣጎጎሉ መሊኦም ከቅርቡ ዝክእሉ

7ተጫረቲዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ክትወስዱ ትክእሉ

8 ንደኣንት ተወዳደርቲ ናይ ጨረታመክበሪ ቢድቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪብዝተረጋገፀሲፒኦ 10,000 ማእኮሎት ጎዳጉዲ ወይድማ ደረጃ 6 ልዕሊኡን ዝጫረቱን ካልኦትን ድማ 15,001 ቅርሺ ቅድሚጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

9እቲ ጨረታ ካብ 21 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 11 ለካቲት 2010 ዓም ኣበ አየር ይፀንሕ ዕለት12 ለካቲት 2010 ዓም ድማ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10ድሕሪ ሰለስተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ፋይናንሻል ዉፅኢት ዕለት 15 የካቲት 2010 ዓም ሰዓት 330 ፋይናንሻል ዉፅኢት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ አብ ቤት ፅሕፈት ልልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ይከፈት

11ካልኦት መምርሒ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

13እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወእዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500005 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo