ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናዉቲ መመገቢ ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ዝተሐደሰ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም

3 መረዳእታ መለለይ ከፋለይነት ግበሪ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ንሕድሕዱ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ የከኣል

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልካታ ከብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 24/5/2010 ዓም ክሳብ 5/6/2010 ዓም ሰዓት 11:00 ኩሉ ሻብ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ የከኣል

7 5 /6/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ይዕሸግ 6/6/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 22,500 ቅርሺ ዘትሕዝ

9 ሰዓራይ ጨረታ ምካኑ ብደቡደቤ ካብ ዝተገለፁ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

10 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 25 ተከታታልቲ መዓልቲ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክፍሊ ንብረት ከረክብ ይግባእ

11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344403477 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo