ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈታትን ጣቢያታት ግልጋሎት ናሃቡ ዝፀንሑን ሐደሸቲ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ሐራጅ ጨረታ አወዳሪሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ

ዝርዝር ዓየነት ንብረታት ዝተፈላለዩ ንሕርሻ ዝዉዕሉ ንብረታትን መሳርሒ ሕርሻ :ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምተርን :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተራት: ፕሪነተራት :ፋክስ :ማሽን ፎቶ ኮፒ :ቴሌቭዝን :ፍሬጅን :ዝተፈለለዩ ናይ ብረታ በረት ዉፅኢት ማለት እዉን ልዕሊ ሐደ ሚእቲ በዝሒ ዘለዎ በዓል 6 ርጉዲ ላሜራ ካልኦት ዉፅኢት ሓፂን ዝተፈላለዩ ናይ ዕንፀይቲ ስራሐቲ ዉፅኢት ማሽን ማእለማ ሰፈይቲ ማካይን ማለት እዉን /ሲንጀራት/ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ሓደሽትን ኣቅሑት ቢሮ ብርክት ዝበሉ ካልኣት ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ብግልፂ ሐራጅ ጨረታ አወደዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

1 እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዕለት 22 ጥሪ 2010 ዓም ክሰብ ዕለት 6 የካቲት 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

2 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 6 የካቲት 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብ ቀፅሪ ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ብሐራጅ ይጫረት እቲ ንበረት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣዲያቦ ምርኣይ ትክእሉ

3 ነቲ ጨረታ መከበሪ ዝከዉን ዝምለስ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 1500 ቅረሺ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo