ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት እቲ ወረድኡ ዘገልግል ናይ መስኖ ስተራክቸርን ፅሩይ ዝሰተ ማይን ደረጃ 8 ኣናእሽተይ ደቀቅቲ ትካላት :ጀነሬተር ንመብራህቲ ግልጋሎት ዝዉዕል :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን
  • 1አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
  • 2ናይ 2009ን 2010 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ ንግዲ ፍቃድ ዘሐድስን
  • 3እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  • 4ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከቅርብ ዝክእል
  • 5ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 100 /ሚእቲ ቅርሺ/ ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ
  • 6ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ናይ መስኖን ስራሐቲ ማይን ብር 15000 ቅረሺ ንጀነሬተርን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  • 7ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 22/05/2010 ዓ/ም ክሳብ 12/6/2010 ዓ/ም ኮይኑ
  • ንናይ መስኖ ፅሩይ ዝሰተ ማይን ክልተ ቀዳሕን ሐደ ዋናን ንጀነሬተርን ኤሌክትሮኒከስን ሐደ ኮፒ ሐደ ኦርጅናል ነንበይኑ ዓሺጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  • 8ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/6/2010 ሰዓት 3:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት አይተኣጎጎልን
  • 9ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  • 10ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
  • 11እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  • 12እዚ ጨረታ እዚ 1ይ ሰዓሪ እንኣቡ ን 2ይ ሰዓራይ እንተኣብዩ ን3ይ ሰዓሪ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዝኮነ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583/0344460052 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo