ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤትይ ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣሉላን ኣብነትን 7ተ መስርሕን መሸጥን ስራሕቲ ፅገና ብደረጃ 8 ብርኪ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ

ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት ኣማሊሎም ሰነድ ክገዝኡ ይግባእ

1. ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ደቀቅትን አናእሽተይ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር ንግዲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ፍቃድ ንግዲ ስራሕን ኮንስትራክሽን ወይ ተኮናተራይነት ምዝገባ ካርድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር መቅረባይነት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

2. መከበሪ ጨረታ 12,000 ቅርሺ

3. እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 120 መዓልቲ ንተከታተልቲ መዓልትታት ዛዚዞም ከረክቡ ይግባእ

4. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ

5. ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 7 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ናይ ንግሆ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ

6. ጨረታ 7 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

7. ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካሊእ ዝሓሸ መማረፂÂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትርክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ብኣካል ብምምፃእ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0347711342 /0342710016 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo