ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀለማትን ናይ ህንፃ መሳርሒን ካልኣትን ካብ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘቅርቡ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 17/5/2010 ዓም ክሳብ 27/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/5/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:10 ይክፈት

9 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ኒኮላስ ኩሉ ግዜ ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:00-8:00

10 ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ተላጊቡ አሎ

11 ካብቲ ዝተጠቀሰ ሰም ወይ ዓይነት ንብረት ቀይርካ ወይ ኣሰተካኪልካ ምምላእ ኣይፍቀድን

12 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342400138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo