ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ንብረት ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ በዓል 200M3 ክሰርሕ ያደሊ 1 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድን ስራሕ ልምዲን ዘለዎ ደረጃ 7ተ ን ልዕሊኡን 2 ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርዲን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 3 ቫት ዝተመዝገበን ቴም ካርድ ናይ ግብሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 4 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትዎ ሰነድ ዝርዝር ዋጋ ዝግልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብክልተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብብባዕሉ ፖስታ አሽጉ አተሓሕዙ ዘቅርብ 5 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ብር 5000.00 (ሐሙሽተ ሽሕ ብር) ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንኪ ዝትመስከረሉ ቼክ ወይ (CPO ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል 6 ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ዋጋ ዝርዝር ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 16/09/2006 ዓ/ም ክሳብ 26/09/2006 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓተ አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 10 ዘይምለሰ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ናይ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል 7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/09/2006 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት 8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዓለት 26/09/2006 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እብ ዘለወዎ ይክፈት 9 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቁ 0344-43-00-53 ሞባይል 0914-78-35-64
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
- ኮንስትራክሽን (798)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3915)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (201)
- ሕርሻ (377)
- ህንፃ መሳርሒ (2024)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1495)
- ምምካር (153)
- ትምህርቲን ስልጠና (168)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1607)
- ምግብን መስተን (407)
- እግድ (36)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1149)
- ጥዕና (247)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (273)
- ፅገና (703)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (336)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2685)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1501)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (631)
- መሸጣ (964)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (77)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1240)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (453)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (334)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (539)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (231)