ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ንብረት ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ በዓል 200M3 ክሰርሕ ያደሊ 1 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድን ስራሕ ልምዲን ዘለዎ ደረጃ 7ተ ን ልዕሊኡን 2 ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርዲን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 3 ቫት ዝተመዝገበን ቴም ካርድ ናይ ግብሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 4 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትዎ ሰነድ ዝርዝር ዋጋ ዝግልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብክልተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብብባዕሉ ፖስታ አሽጉ አተሓሕዙ ዘቅርብ 5 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ብር 5000.00 (ሐሙሽተ ሽሕ ብር) ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንኪ ዝትመስከረሉ ቼክ ወይ (CPO ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል 6 ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ዋጋ ዝርዝር ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 16/09/2006 ዓ/ም ክሳብ 26/09/2006 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓተ አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 10 ዘይምለሰ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ናይ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል 7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/09/2006 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት 8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዓለት 26/09/2006 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እብ ዘለወዎ ይክፈት 9 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቁ 0344-43-00-53 ሞባይል 0914-78-35-64
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
- ኮንስትራክሽን (713)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3719)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (184)
- ሕርሻ (348)
- ህንፃ መሳርሒ (1803)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1430)
- ምምካር (139)
- ትምህርቲን ስልጠና (164)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1532)
- ምግብን መስተን (376)
- እግድ (24)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
- ፈርኒቸር (1107)
- ጥዕና (230)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
- ፅገና (687)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (297)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1462)
- ስራሕቲ ምልላይ (64)
- ክራይ (610)
- መሸጣ (894)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1043)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (428)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (216)