ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈትን ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ጠብያ ቀዳማይ ወያነ ቁሸት ዳንዴራ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብ ዘለዎ በጀት ዓሚቆ ጎድጎድ ንክካዓትን ስለዝደለየ ናይ ማይ ጎድጎድ ስራሕቲ ማለተ እወን water Well Drilling construction ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 6 ን ላዕሊኡን ዝኮኑ ተካናተርቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝምልክቶ ከይኑ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ 10000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 17 ጥሪ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 2 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 4፡00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕን ኣብ ሐደ ፖስታ ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስት ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ብተዋሰኪ ድማ ሰነድ ጨረታ ዋንኡ ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብማርከር ክፃሐፈሉ አለዎ

12 እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo