ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ

ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ቅርሺ

መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ 500 ቅርሺ ዘትሕዙ

ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ከልዕል ዝክእል እንተዘይኮይኑ ግና በመትሐጃ ዘትሐዞ ገንዘብ ዝቅፃዕ ይከዉን

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/05/ 2010 ዓም ሰዓት 8 :30ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9 :00 ይክፈት

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማሪፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ተጫራታይ ንዘሸነፎ ንብረት ናይ ጉልበት ዋጋ ይኩን ንዝምዘኑ ንብረት ናይ ሚዛን ክራይ ወይ ካልኦት ወፃእታት ብሙሉኦም ባዕሉ ክሽፍን አለዎ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo