ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ ባላስት ፎርስ ዲኦም ናፕስ ኤሲ 220 ቮልት 50 ሄርዝ 250 ዋት ፔዳስ 250 ዋት ካብ 220 ቮልት ከሳብ 240 ቮልት አምፖል ሶዲዮም ናምፕሊክስ ትሕቲ 40 250 ዋት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ

ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋለ ክሳብ 25 ጥሪ 2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል ጨረታ 25 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ጨረታ 25 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ

TeL: 0347730013

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo