ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም ሎት ሓደ ቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ሎት ክልተ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጀ ከተማ ዓድዋ

ተጫረቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መለለዮ ቁፅሪ ምዝጉባት ዝኮንኩም ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

ሰነድ ጨረታ ንሎት 1 ሎት 2ን 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መከበሪ ጨረታ ንአቁሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ ንቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 29 ጥሪ 2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

መከበሪ ጨረታ አቁሑት አለክትሮኒክስ 2000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ካብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 30 ጥሪ 2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo