ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራከሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ካብ ሲዲጂ ዝተመዝግበ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከሎት ማንፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ መቀለ ዝኮነ ናይ ብረታ ብረት ዎርክሾፕ ሼድ ቁፅሪ 8 ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ንደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ህንፃን ጠቅላላ ህንፃን ስራሕ ተቀረፅቲ ኮንስትራከሽንን ተኮናተርትን ናይ ናዉቲ ጉልበትን ማሽነርን ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራከሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ መቀለ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ትካላት ንግድ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል መስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ወረቀት ምዝገባ ምስክርን ፍቃድ ስራሕ ንግድን ኮንስትራክሽን ማለት ተኮናተርነት ምዝገባ ካርድን ወረቀት ምስክር ከፋላይ ግብሪ ናይ ተወሳኪ እሴት ታከስ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ ወረቀት ምስክር ብተወሳኪ ናይ መቀረባይነት ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ አለኩም

ዉሕስና ጨረታ ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረት ዉሕስና ወይድማ ሲፒኦ 120000(ሚኢትን ዒስራን ሽሕ) ቅርሺ ክተቅርቡ አለኩም

ተጫረቲ ናይቲ ዝጨረታ ህንፃ ፕሮጀከት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 120 ተከታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 15 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራከሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቀደማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 103 ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል ሰነድ ጨረታ ክሳብ 14 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 400 ምእታዉ ይከኣል ጨረታ 14 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 430 ይክፈት ስቁ 0344410872

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo