ቢሮ ጉሮ መንአሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ንስፖርት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መዳልያታት ዋንጫታት ኮዕሶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

ቢሮ ጉሮ መንአሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ንስፖርት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መዳልያታት ዋንጫታት ኮዕሶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::

1 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ቢሮ ጉሮ መንአሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ንሕድሕድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ካብ ዕለት 9/5/2010 ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል::

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3,000 .00 ሰለስተ ሽሕ ብር ብጥረ ብCPOወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2010 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገበረ ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን ቲን ክተቅርቡ ይግባእ

4 ተጫረቲ ዝትመልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም እምበር ቫት ያስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ተቀባልነት የብሉን

5 እቲ ጨረታ ዕለት 24/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ዕለት 24/5/2010 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 9:30 ይኽፈት ::

6 እቲ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ፀኒኡ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይኸዉን::

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ዝሰዓረ ትካል ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር

ስቁ 0344408877

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo