ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ዳይቨርሽን ንምስራሕን ህንፃ መሳርሒ ንምዕዳግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ 

1. ናይ ዳይቨርሽን ብርኪ 9 ደቀቅቲ ትካላት ዝተወደበን ዝተሓደሰ ናይ ደኣንት ሰርትፍኬት ናይ 2010 ቅርብ ዝክእል 

  2. ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን

3. ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎም 

4. ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ማለት ዉን ቲን ነምበር ዘለዎም

5. ንዳይቨርሽን ዝወዳደሩ መረጋገፂ ብቅዓት ዘለዎ 

6. መከበሪ ጨረታ ንዳይቨርሽን ስራሕቲ 7000 ቅርሺ ንመሳርሒ ህንፃ 4000 ቅርሺ

7. ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 5 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 25 ጥሪ 2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

8. እቲ ጨረታ 28 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ዕደጋ ይክፈት 

9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ወይ 0345550672 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo