ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንክይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረከበ በጀት ብማህበረ ሰብ ዝምርሓ ን ኣብወረዳና ጣብያታት ማይ ዓይኒ :ማይ አንበሳ : ማይ ተከሊት :ዉህደት :መድሃኒኣልም: ሐድነት :ሓየሎም መብራህትን ሽላን ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ ሐድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመርን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳሪሒታት ናይ ማይ ቧንቧን መለዋወጢ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ምስክር ወረቀት ዘለዎን

2 ኣብ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ዝሐደሰን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዋጋ ብቁፅሪን ብፊደልን ከቅርቡ አለዎም

4 እቲ ዋጋ ታክስ ዘካተተን ዘይካተተን ምካኑ ክግለፅ አለዎ

5 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ተወሳኪ እሴታ ታክሲ ዲክለሬሽን ከቅርበ ዝክእል

6 ኣብዚ ጨረታ ንክሳተፉ ዝደለዩ ተወዳደርቲ ናይ ኣቅሓ ዝርዝር ዓይነት ዝሐዘ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣበ ወረዳ ፀለምቲ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፈይናንስ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ከፊልካ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ወረዳ ፀለምቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምካኑ እዉን ክንሕብር ንፈቱ

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 30 ታሕሳስ 2010 ዓም ክሳብ 10 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

9 እቲ ጨረታ ካብ ዝተዘርገሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 ጥሪ 2010 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ 15 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ እዉን ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከብሉን እነተዘይተረከቡ እዉን ናይ ጨረታ ሕጊ ዘማለእ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ዝክፈት ይከዉን

10 ተጫረቲ ዋናን ሰነድን ሙሉእ ሰነድን ቅዳሕን ብምሓዝ ኣብ ሐደ ፖስታ ምስተዓሸገ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ዝገብር ድሐሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምዕፃዉ ዝመፀ ተጫራታይ ተቀባልነት የብሉን

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ብጥረ ገንዝብ ዘምፀአ ተቀባልነት የብሉን

12 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ን30 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

13 ካብ ተጫራታይ በዝሒ ንብረት ወይ እዉን መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ እዉን ክቅንስ ይክእል እዩ

14 ሰዓራይ ዝኮነ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ አታዊ ክገብር ዝክእል

15 ጨረታ ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ናብ ዝምልከቶ ጣብያ ምምሕዳር ከቅርበ ዝክእል

16 ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0346620449/ 0346620283

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo