ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ
  1. ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለር ዝገብረን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
  2. ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
  3. ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ ዘለዎን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
  4. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN Number/ ዘለዎምን ኣታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእልን
  5. ጨረታ መኽበሪ ንዝዕደጉ ዓይነት ንብረታት ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 75 ቅርሺ :ንደረቅ ረሸን 50000 /ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ/ ንኣቅሑት ቴሌብዥንን ዲሽን 20,000.00 ቅርሺ : ንፍርናሽ 75 ቅርሺ ከምእዉን ንካልሲ ከትሕዝዎ ዝግባእ 10,000.00 ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ፖስታ ዓሺጎም አታሒሒዞም ከቅርቡ አለዎም
  6. ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 6ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 45 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል
  7. ተወዳደረቲ ነንሕድሕድ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ
  8. ካብ ዕለት 24/4/2010 ዓ/ም ክሳብ 9/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቀትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት
  9. ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ 30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንዕ
  10. ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ
      ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo