ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2010ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ንካልአት ግልጋሎትን ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ (ማንፋክቸሪን : ኮንስትራክሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ ኣዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ

1 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰን መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርበ ዝክእል 

2 ግብሪ ክፋላይ ምካኑ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል 

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ምካኑ ክሳብ ሕዳር 20010 ዓም ዝከፈለሉ ዲክለሬሽን መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል 

4 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበረ ጨረታ ዝምለስ ንሎት 1 3 ን 4ን ንሕድሕድ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ንሎት 2 ብር 5000 ካብ ኢትዩጰያ ሃገራዊ ባንክ ኣፍለጦ ብዝተዉሃቦ በንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይመ ጥረ ገንዝብ አቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል 

5 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ተኸታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ከረክብ ዝክእል 

6 ካብ 24/4/2010 ክሳብ 9/5/2010 ዓም ካብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4, 30 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓተ ቅድሚ ሰዓት ካብ 2:30-6:30 ድሕሪ ካብ 7:30 ክሳብ 11:30 ሰነድ ገዚእኩም ምዉሳድ ትክእሉ 

7 ዝተወዳደርሉ ዋጋ ዋናን ቅዳሕን መሊእኩም ከምኡ ድማ ዝወሰድኩምዎ ብዓል 26 ገፅ ጨረታ ብምትሓዝ ብዝተዓሸገ ፖስታ አብ ማይጨዉ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ተእተዉ ትክእሉ

8 ጨረታ ዕለት 9/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ዕለት 9/5/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 4 ይክፈት

8 ንሐደ ንብረት ክልተን ልዕሊኡን ተወዳደርቲ መዕረ ዋጋ እንተመሊኦም ዳግም ክመልኡ ይግበር ሀዚ እወን ማዕረ እንተወፂኦም ብዕጫ ይፍለዩ

9 ኣብ ጨረታ ስዒሩ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዘይኮነ ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዘትሐዞ ገንዘብ ኣይምለስሉን 

10 ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ እንተልዩ ድማ ብበዓል ዋና ኣብቲ ስራሕ ብፊርማን ክረጋገፀ አለዎ ዓረዩ ዝተባለሸወ ግና ንዉድድር ኣይቀርብን 

11 ናይ ሕድሕድ ንብረት መዐቀኒ ብነፀላ ወይ ብፓኬት ምካኑ አስተዉዒሎም ዋጋ ይምልኡ 

12 ትካልና ዝሐሸ መማረጺ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

13 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770028 ፋክስ 034 7770550

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo