ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ::

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ

ምልክታ  ግልፂ  ጨረታ

ማእከል  ምርምር  ሕርሻ  ሑመራ ብናይ  መደበኛ  በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ  ሕድሕድ ሎት ብግልፂ  ጨረታ  ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእ  ተዳሓሒዙ  ዝቐረበ ዝርዝር  መሰረት ናይ ጨረታ  ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር  ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ::

ሎት 1 ናይ ሕርሻ መሽነሪ መገልገሊ  መሳርሒ ኣቑሑት

ሎት 2 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ ከቕርብ ዝኽእልን ኣብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ዝኽፋልሉ ምስክር ወረቐት ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ጨረታ መትሐዚ ንሎት 1 (ሐደ) 1800 (ዓሰርተ ሸመንተ ሽሕ) ብር ሎት 2,  5.000 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ብኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝትሰርሐ CPO ከትሕዙ ይግባእ::

3 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ(VAT) ተመዝገብቲነ ናይ ወርሒ ታሕሳስ  2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩመ  መረዳእታ  ፎቶ ኮፒ  ኽቕርቡ  አለዎም::

4 ተጫረቲ  ማእከል  ምርምር ሕርሻ ሑመራ ዘዳለዎ ፎርሚ ብትካሎም ሽም ቃለ መሓላ ፈሪሞም  ክቕርቡ አለዎም::

5 እቲ ጨረታ ብክልተ አንቨሎፕ ተዓሺጉ ክቐርብ ዘለዎ እንትኸዉን ዋንኡ ኦርጅናል  ምስ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ሽልጣን ፊርማን ማሐተምን ክህልዎ ይግባእ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተመዝገብሉ ቃለ መሓላ ናይ ኣቕራባይ ምዝገባ ምስክር ወረቐተ ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ብኦርጅናል ዶክመንት ከተሓሓዝ አለዎ::

6 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ኢንቲትዩት ምርምር  ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ዘይምለስ 20 /ዕስራ/ ብር ከፊሎም  ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ  ይኽእሉ ከምኡዉን ተጫረቲ ብዘቅረብዎ  ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርማ ኣድራሻን ክገልፁ አለዎም::

7 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ  03 48 90 12  /03 48 409702  ክሓቱ ይክእሉ::

9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ  ዕለት 07 /07/2007 ዓ/ም  እስካብ  22 /07/ 2007 ዓ/ም  ኾይኑ  እምበር ተጫረቲ ጨረታ ኣብ  ዝኽፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦም  እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይትኣጎጉልን ::

10 ማእከል ምርምር  ሕርሻ ሑመራ ዝሐሸ  አማራፂ እንተረኪቡ እቲ  ጨረታ ብምሉእ  ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ  መሰሉ ዝተሐለወ  እዩ::

ኣድራሻ  ዒላላ ፈልሲ ጣብያ   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo