ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከብ ናይ መደበኛ በጀቱ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት :ንብረት ጎማ መኪናን ባትሪን መለዋወጢ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም Â

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት በቲ ዘፈር ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ኮይኖም ንመለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ግና ኣይግደዱን

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ታሕሳስ 2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 3 ጥሪ 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 207 ዳይሬክቶሪት መንግስታዊ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ንሕድሕድ ሎት ዘይምስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ ማለት እዉን ሎት 1 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሎት 2 ጎማን ባትሪን መኪና : ሎት 3 መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንሎት 1 5,000 ቅርሺ Â ንሎት 2 ን 3 ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝካየደሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ መቐለ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 3/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ናይ ጨረታ ስነ ስርዓት አይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይኖም ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ክብ ሕጋዊ ሚኢታዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ዉዕሊ ብምአሳር ብዝተኣዘዝዎ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ኣብ መቐለ ብበዓል ሞያ አፈቲሹ የረክቡ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914190333 ወይ 0931486685 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉÂ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo