ምልክታ ጨረታ 03 /2006 ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቕሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግብአኩም ረቁሓ 1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም 2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፈልኩም ናይ 2006 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም 3 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ዘለኩም 4 ናይ ቲን መረዳእታ ዘለኩም 5 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕዶም ብር ሰለስተ ሽሕ /3000/ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ 6 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝሰዓርክምሉ ዕለት ጀሚሩ እብ ዉሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ምቅራብ እትክእሉ 7 ናይ ቀረባ ወርሐዊ ሒሳብኩም ዘወራረድኩምሉ /ዲክለር ዝገበርክምሉ/ መረዳእታ ዘለኩም 8 ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ዒስራን ሐሙሽተን ብር/ 25.00/ ጥራሕ እናክፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 14/09/06 ዓ/ም እስካብ ዕለት 26/09/06 ዓ/ም ካብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፅሪ 5 ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምዉሳድን ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምግባርን ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ አታዊ ትገብሩ ትክእሉ 9 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዕለት 26/09/06 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይክፈት 10 ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካበ ዘሸነፍክምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብሲፒኦ ክትሕዙ ይግባእ 11 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
- ኮንስትራክሽን (713)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3719)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (184)
- ሕርሻ (348)
- ህንፃ መሳርሒ (1803)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1430)
- ምምካር (139)
- ትምህርቲን ስልጠና (164)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1532)
- ምግብን መስተን (376)
- እግድ (24)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
- ፈርኒቸር (1107)
- ጥዕና (230)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
- ፅገና (687)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (297)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1462)
- ስራሕቲ ምልላይ (64)
- ክራይ (610)
- መሸጣ (894)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1043)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (428)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (216)