ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና ፅግና ባዓልሞያ: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ፅገና በዓል ሞያ : ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና በዓል ሞያ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ
  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓ/ም ዲክለርÂ ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ናይ መኪና ጋራጅ ደረጃ አርባዕተን ልዕሊኡን ዘለኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  4. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 18/4/2010 ዓ/ም እስካብ ዕለት 3/05/ 2010 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋንÂ ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  5. መክበሪ ጨረታ ንናይ መኪና ጋራጅ 5000 ቅርሺ: ንናይ ሞተር ፅገና በዓል ሞያ 3000 ቅርሺ :ንናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን በዓል ሞያ 3000 ቅርሺ :ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ድማ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  6. እቲ ጨረታ 3/05/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት Â
  7. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ
  8. ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo