ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ጨረታ መከበሪ 16000 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ 150 ቅርሺ

ጨረታ ዝዕጸወሉ ዕለት 27 ታሕሳስ 2010 ሰዓት 3:00

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27 ታሕሳስ 2010 ሰዓት 3:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0346240181

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo