ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዓይነት ካናል :ፍልፍል ምዕባለ ቅብብሎሽ :ዘበናዊ ዳይቭርሽንን :ቼክ ዳማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም

1 ብዘርፊ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ደረጃ 5 :4:3:2ን 1 ካብኡ ንላዕሊን ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይንን ማዕድንን ዝተዉሃበኩም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም እቶትኩም ዘፍለጥኩም

3 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ /TIN Number/ ዘለኩም ካልኦት ተጠቅምቲ ደበዳቤታት ዘለኩም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ 15000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ ናብÂ ስራሕ ክኣትዉ አለዎ

7 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 11/4/2010 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብክልተ ቅዳሕ ነናይባዕሉ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ክተእትዉ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/4/2010 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00

10 ጨረታ ዝክፈቱ ዕለት 25/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለኸቻ አብ ዝተረከበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት

11 እዚ ዋጋ እዚ ን 60 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 ዉፅኢት ምልክታ ጨረታ ኣብ ዝልጠፈሉ ቦታ ዕላዊ ይከዉን

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490067 ወይም ሞባይል 0914130120 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo