ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

1 ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብር 1000 ወይድማÂ ብጥረ ገንዘብ ተትሕዙ ትክእሉ

2 ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ዶክመት ካብ ኢ/ም/ሕ /ትግራይ ዳርክሮት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ካብ 10 /4 /2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20 /4 /2010 ዓም እንዳመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20 /4 /2010 ዓም 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20 /4 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ኢ/ም/ሕ /ትግራይ ዳርክሮት ዳይሬከተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን Â ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ጨረታ ሰዓርቲ ካብ ዝተገልፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርትÂ ክፍሊት ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ ብተወሳኪ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዝተገለፀልኩም ሰዓት ተዘይወሲድኩም መከበሪ ጨረታኩም ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና አታዊ ይከዉን

5 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ መከበሪ ጨረታ ተዘይሲርኩም ዘተሓዝክምዎ መከበሪ ጨረታ ወድያዉ ይምለሰልኩም

6 ኢንስቲትዩትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ናይ መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድዝ ብተወሳኪ ድማ ሽምን ኣድራሻን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0344408028Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo