ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ ኣይሱዙ መኪና ሞዴል MPATFS 54 H7H566356 ኢንጅን ሞዴል ዝዓይነታ መለዋወጢ ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ

ተቁ

ሽም ኣቅሓ

ፓርት ናምበር

መዐቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ኣይል ፊልትሮ


ብቁፅሪ

01




2

ፍዩል ፊልትሮ


ብቁፅሪ

02




3

ቅድሚት ሽክ ኦብዘርቨር


ብቁፅሪ

02




4

ድሕሪት ሽክ ኦብዘርቨር


ብቁፅሪ

02




5

ዳሽ ቦርድ ሪለይ


ብቁፅሪ

01




6

ድሕሪት ሸኪት


ብቁፅሪ

04




7

ድሕሪት ጎሚኒ ታሕተዋይ


ብቁፅሪ

04




8

ድሕሪት ሸኪት


ብቁፅሪ

01




መተሓሳሰቢ

1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን TIN ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሐዞም የቕርቡ

2 እትሸጥሉ ዋጋ ብምምላእ ብብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተጫረቲ ተመሊኡ ካብ 11/04/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/04/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንዕድም

3 ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምኳኑ ክገልፅ አለዎ እንተዘይ ተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኾነ ይቑፀር

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ዋና ቤት ፅሐፈት ማባት ይከዉን

5 ጨረታ መከበሪ ካብ ዘቅረብዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ዝምለሰ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ

6 እቲ ንብረት አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ የቅርብ

6 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ዘይገደድ ምዃኑ ንገልፅ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo