ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ 2010 ስሩዕ ጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መቅረፂ ምስሊ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን :ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
  1. ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝኸፈሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  2. መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡዝኽእሉን::
  4. ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መለለይ መንነትን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
  6. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ
  7. ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
  8. ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
  9. ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/ ዕለት 10/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 :ዝኽፈተሉ ዕለት 25/2/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  11. ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ
  12. ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo