ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2010 ዓም በቢዘፈር ስርሑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መፍለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር እዉን ምቅራበ እትክእሉ

4 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም

5 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናይ ክልተ ቅዳሕን እዉን ክተቅረቡ ይግባእ

6 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ድማ 5000 ቅረሺ ክተቅረቡ ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንመሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ንነብስወከፎም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 9 ታሕሳስ ክሳብ 23 ታሕሳስ 2010 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

8 እቲ ጨረታ 24 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣታዊ ይገብር

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344442755

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo