ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

1 ናይ 2010 / ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን ናይ ወርሒ መስከረም ጥቅምቲ ወርሒ 2010 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ሰላሳ ብር ብምክፋል ኣብ 2 ደብሪ ዝርከብ //ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2 ደብሪ ዝርከብ //ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 9/4/2010 / ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/4/2010 / ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

6 ጨረታ ምክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ብዘተረጋገፀ ስፒኦ CPO/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 5000 ወይም ብባንኪ ብዝተጋገፀ ሌተርኦፍክረዲት ከትሕዝ ዝክእሉ

7 ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካተታሊ 30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን

9 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም

11 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፀሪ 0344 41 71 04 /415460 ምድዋል ይከኣል እዩ

ኣድራሻና ካብ ክልል ትግራይ ፖሊስ ኮምሽን ትሕት ኢልካ እንዳ ገሃወርያ ተኣምር ናይ ሆራይዝ ጎማ ብሕታዊ መከፋፈሊ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo