ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕብረት ስርክና ዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንምጥን ማዳበሪያ ግልጋሎት ዝዉዕል መክዝን ኣብ መቐለ ንምስራሕ ንደረጃ BC-5 ን GC-5 ልዕሊኡን ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ናይ ማተሪያል ጉልበትን ማሸነሪ ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ ኣጫረቱ ከስርሕ ይደሊ

እንደርታ ኩለመዳይ ሕብረት ስራሕ ማሕበር የኒየን

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ኮንስትራክሽን /ተኮናተርቲ ምዝጋበ ካርድን ግበሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት TIN ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወረሒ ናይ ቫት ዲክለሬሽን ብተወሳኪ ናይ መቅረባየነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእለ

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና/unconditional guarantee )ወይድማ ስፒኦ 150,000.00/ ሐደ ሚኢትን ሓምሳን ሽሕ/ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀከት ስራሐቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታተልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

4 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 30/3/2010 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕስዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዝርከብ መምርሒ ዕደጋ ቀደማይ ደብሪ ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለሰ 500 ብምከፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ደኩመንት ሐደ ኦርጅናል ክልተ ቅዳሕን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት ኣበ ዝተፈላለዩ ፖስታት ተዓሺጎም ኩሉም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብዩ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግ ናይቲ ዝረትሉ ፕሮጀከት ሽም ኣብ ልዐሊ ዓብዩ ፖስታ ዝርከብ ቀለም ብምፅሓፍን ነቲ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ክሳብ ዕለት 11/4/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኩሉም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ መምርሒ ዕደጋ ክከፈት እዩ

6 ተጫረቲ አብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቐረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፊሪሞምን ሓቲሞምን ቅድም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ እነተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም ብትክክል ዘይተመልኣን ቅደም ሰዓብ ዝተዛበዓን ናይ ጨረታ ሰነዱ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግብር እዩ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ተወሳኪ ሐበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት እንዳርታ ኩሉ መዳይ ሕስዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ቀዳማይ ደብሪ መምርሒ ዕደጋ ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብቑፅሪ ስልኪ 0914301479 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ኣድራሻ መቐለ ክከተማ ቐደማይ ወያነ ጣብያ ሳላም ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo