ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ አብ ከተማ ሃ/ሰላም ዝርከብ ህንፃ ተጀሚሩ ዝተቆረፀ ናይ ሓፁር "ሻወር ሽንትቤት" ሳይትወርክን ናይ ዋርዲያ ገዛን ኣጫሪታ ‘ክትስርሕ ስለዝደለየት ክጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተኮናተርቲ " አብ ናይ ከተማ ልምዓት ኮንስትራክሽን ሓፂር ምዝገባ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅን ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ እትክእሉን በቲ ትሕት ኢሉ ዝትዘርዘረ ሰደቃ መሰረት ክትወዳደሩ ትክእሉ ተ ቁ ቦታ ቁፅሪ ዓይነት ስራሕ ደረጃ ፍቃድ ስፒኦ/ ኢንሹራንስ ቦንድ 1 ሃ/ ሰላም 1 ናይ ሓፁር "ሻወር" ሽንትቤት" ሳይትወርክን ናይ ዋርዲያ ገዛን ደረጃ 8ተ 15,000 2 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላ ዋጋ በቲ አብ ላዕሊ ተቀሚጡ ዘሎ መሰረት ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ (CPO) ወይ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ኢንሹራንስ ቦንድ ከትሕዝ ዝክእል 3 ተጫረቲ ዘትሐዝዎ ኢንሹራንስ ቦንድ እንተኮይኑ እቲ ጨረታ ዝፅንሐሉ ጊዜ /validity date/ እንተወሓደ 2ተ ወርሒ ክከውን ይግባእ 4 ሐደ ተጫራታይ ካብ ሓደ lot ንላዕሊ አብ ናይ ደደቢት ትፈልም ህንፃ ስራሕ ዉዕሊ ክአስር ዘይክእል ምካኑ ክፈልጥ ዘለዎ ኮይኑ ምግዛእ ግን ካብ ሐደ ንላዕሊ ይክእል እዩ 5 ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝተብሃለ ስፒኦ ወይ ኢንሹራንስቦንድ ዝናአሰ መጠን ዝትሐዘ ተጫራታይ ካብቲ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ 6 ናይ ጨረታ ፋይናንሻል ዶክመንት አርጅናል ንበይኑ ኮፒ ንበይኑ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንበይኑ ብፖስታ ሽም ትካል " አድራሻ " ሕጋዊ ማሕተም ዘለዎን ነንበይኖም ብፖስታ ሽምዒ ዝተዓሸጉን ኩሎም አብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ነዚ ጨረታ አብ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝግበረሉ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 18/09/2006 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 2/10/2006 /ዓም ክሳብ ሰዓት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይክዉን እቲ ጨረታ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 2:30 አብ ዋና ኣብ ዝተዳወ ሳንዱቅ ተጫራታይ ዉዕሉ አታዊ ይግበር 7 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 4/10/2006 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትፈልም ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ይከዉን 8 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት ካብ ጨንፈር ኩሓ ቤት ፅሕፈት ደብሪ 2ተ ቁፅሪ ቢሮ 273 ብ 150 .00 ብር /ሐደ ሚኢትን ሐምሳን/ ብምክፋል አብ ስራሕ ሰዓት ገዚእኩም ክትወስዱ ትክእሉ 9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይ ድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
- ኮንስትራክሽን (790)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3856)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (195)
- ሕርሻ (375)
- ህንፃ መሳርሒ (1973)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1480)
- ምምካር (149)
- ትምህርቲን ስልጠና (168)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1589)
- ምግብን መስተን (407)
- እግድ (27)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1143)
- ጥዕና (244)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (271)
- ፅገና (702)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (330)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1498)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (626)
- መሸጣ (951)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (75)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1196)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (444)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (332)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (533)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (228)