ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን
  1. አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ፈርኒቸር ዘለዎ ኮይኑ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል
  3. እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
  4. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 ከፊሉ እቲ ጨረታሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ
  5. ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 26/03/2010 ዓ/ም ክሳብ 11/4/2010ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነÂ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
  6. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/4/2010ሰዓት 9:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 8:30 ሰዓት ይኽፈት መክፈቲ ቦታኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ይከዉን
  7. ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
  8. እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ
  9. እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
  10. ናይ 2009 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
  11. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  12. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል:
  13. ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460583

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo