ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠርን ልምዓትን አገልግሎት ዝዉዕል ብናይ መደበኛ ዘርኢ ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ
  1. ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ Â ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ
  2. ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
  3. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 26 ሕዳር 2010 ዓም ክሳብ 10 ታሕሳስ 2010 ዓም ይከዉን
  4. ጨረታ 10 ታሕሳስ 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን
  5. መክበሪ ጨረታ 5,000 ይከዉን
  6. ሰነድ ጨረታ መሸጢ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
  7. ሰዓራይ ኣካል 10 ሚእታዊ ወዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ኢካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ወሽጢ 3 ማዓልቲታት ውዕሊ ክኣስር ዝክእል
  8. ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ ይግባእ
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  10. ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0346640172 ወይድማ 0346640209 ወይ እዉን 0346640118 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo