ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2010 ዓ/ም መደበኛ በጀት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ናይ ቢሮ አቁሑት ፈርኒቸር: ላፕቶፕ ፎቶኮፒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልአዎ ዝግባእ ረቆሒ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ቐፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረዳእታ ዘቕርቡ::
  2. ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንፅሬት አቁሑት 3000 ቅርሺ ንቀዋሚ ንብረት ፈርኒቸር 3000 ቅርሺ ፕላንት ማሽነሪ ላፕቶፕ ፎቶኮፒ 3000 ቅርሺ ቦንድ በቲ መምርሒ ዘፈቅድ ከትሕዙ ዝክእሉ ብ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ ኦርጅናልን ናይ ጨረታ ዶክመንትን ብሽመ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ::
  3. ኣብ ዝቐርብ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::
  4. ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ዝርዝር ስፔስፌከሽን ጨረታ ብድምፂ ወያነ ሬድዩ ካብ ዝተቃለሐ ዕለት 20 /03 /2010 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእከል ቤት ፍርዲ እኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ብምምፃእ ዘይምለስ ብ 20 .00 /ዒስራ ቅርሺ/ ጥራሕ ብምክፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 05/04 /2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ኣብ ዘሎ እዋን አብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይካአል::
  5. እቲ ጨረታ ዕለት 05 /04 /2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት እቲ ሰዓት 3:30 ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእከል ቤት ፍረዲ ፋይናንስን ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ይኽፈት::
  6. ተጫረቲ ቢሮ ካብ ዘወፁኦ እስፐስፌከሽን ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ ኣይከልን ካብኡ ወፃኢ ዘቅርብ ወርቂ ይኸዉን ከሙኡ እዉን ብእርሳስ ክምላእ የብሉን::
  7. ተጫራታይ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10 % ብምሐዝ ካብ ዉዕሊ ዘአተወሉ እዋን ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ይገብር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ የቕርብ::
  8. እቲ ቢሮ ካብቲ ዝትዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ::
  9. ተጫራታይ ግልፂ አብዘይኮኖሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መማሐየሺ ሕቶ ከቕርብ ዝክእል ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸዉን ::
  10. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ ተረከቡ ብክፊል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእከል ቤት ፍርዲ መተሓባበሪ ፋይናንስን ዕዳጋን ንብረትን ምምር ስቁ 0342415009 ምሕታት ይካአል ቤት ፅሕፈትና ዘለዎ አድራሻ ቀበሌ 17 ጥቃ ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ምብርቅ ምምሕዳር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo