ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንፕሮጀክት ህንፀት ኣብያቲ ሚዘይ ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባሳት መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

ክማልኡ ዝግብኦም

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገብኩምሉ ምስክር ወረቀት

5 ናይ ወርሒ መስከረም 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/03/2010 ዓ/ም ኣትሒዝኩም ክሳብ 30/03/2010 ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእልÂ

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 3,000 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ / ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦÂ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

9 እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ 30/03/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418509ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo