ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ
  • ሐደ ስፖርት ዕጥቂ
  • ክልተ ናዉቲ ዕንፀይቲ ማለት እዉን ፈርኒቸር
  • ስለት አቅሑት ፅሬት

1. በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ::
2. ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፌኬት ከቅርብ ዝክእል::
3. ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም:ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ:ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምር ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይኽእሉ:

5 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከረክብ አለዎ

6. እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 14/03/2010 ክሳብ 5/4/2010 ዓም አብ አየር ይፀንሕ እቲ ሳንዱቅ 5/4/2010 ዓም ልክዕ 3:30 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ይኸፈት::
7 ቤተ ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ:

8. መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

9. ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖሰታ ብምግባር ሓደ ዋናን ቅዳሕ መፍለዩ ቁፅሪ ብምገባር ክሳብ 5/4/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዩ አለዎም

  • ሓበሬታ 034774003610

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo