ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሐዉዜን ንግልጋሎት ቅየሳ መሬት ዝዉዕሉ ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሐዉዜን

1 ናይ 2009 ዓም ግበሪ ዝከፈለ ሙካኑ መረደእታ ዘቅርብ

2 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዝሐዘን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓም ድክለራሰዩን ዝተገበረሉ መረጋገፂ ከቅርርብ ዝክእል

4 ዝተሐሰ ወረቀት ምስክረ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ዉሕስና መክበሪ ጨረታ 3000 ብር ጥረ ገንዝብÂ ወይ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ና ባንኪ ዉሕስን ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ቤት ማዘጋጃ ከተማÂ ሓዉዜን ከስእ ትልምን ፋይናንስ ቁፅሪ 08 ምዉሳድ ይከኣል

7 ካብ ዕለት 12/3/2010 ዓም ጀሚሩ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ኩሎም ሰነዳት ስልጣን ብዘለዎ ኣካል ተፈሪሙን ማህተም ተገይርሉን ናይ ግበሪ ካፈሊ ምስክርወረቀት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ናይ ጨረታ መክበሪን ካልኣት ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ካብ ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ከ/ስ/እ ትልምን ፋይናንስ ቁፅሪ 08 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይእቱ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/4/2010 ሰዓት 5:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 5:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃድኛን እንተዘይኮይኑን ካሊእ መምርሒ ዕደጋ ዝፈቅዶ ብዘይምፍፃሙን ቤት ፅሕፈትና ዘተትሓዞ ዉሕስና መክበሪ ናይ ምዉራስ መሰል ዝተሐለወ እዩ

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንበረት ኣታዊ እነተዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ይገበር

11 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያ ብምሽፋን ኣብ ከተማ ሓዉዜን ከ/ስ/እ ትልምን ፋይናንስ አጎዒዙ ዘቅርብ

12 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ ጨረታ መክበሪ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ ይምለሰሉ

13 ብመምርሒ መሰረት አብ እንዕድጎ ንበረት መጠን 20% ክንዉስክን ክንቅንስን ንክእለ ምካኑ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0346670524Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo