ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ን2010 ዓም ዘድዒ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1. ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘበን ዘለኩም::
  2. ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3. Â ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 20.00 ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4. ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ
  5. ንሎት 2 ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  6. Â ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሕሉ ካብ 11 /03/ 2010 ዓም ክሳብ 25/ 03/ 2010 ዓም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ ዕለት Â ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  8. Â ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 418556 / 0910 115362 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo