ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመት ኣይቲ እና ተዛመድቲ ፅሬት መሳሒ ኣይትን ካልኦት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይዚ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከምኡዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ምካኖም ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ዓዲ ዉሽጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ዝካያድ ጨረታ መከበሪ ዉዕሊ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ

ሎት 1ንኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ካልኦት ሃለቅቲ ኣቁሑትን 3000 ቅርሺ

ሎት 2 ናይ ኣይቲ እና ተዛመድቲ አቁሑ 3500 ቅርሺ

ሎት 3 ንመሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ

ሎት 4 ናይ ፅሬት አቁሑት

ሎት 5 ናይ ሕትመት አቁሑ

ሎት 6 ሰርቪስ ክራይ መኪና 2500 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዝብ ወይ ከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

6 ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አጎዓዒዙ ፅሬት አረጋጊፁ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ከረክብ ዝክእል

7 ካብ ዝሰዓሮ 2% ዊዝሆልዲንግ ታክሲ ክከፍል ዝክእል

8 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀሎም 10% አቲሒዙ ዉዕሊ ክኣስር

9 ሰነድ ጨረታ ካብ 8 03 2010 ዓም ክሳብ 22 03 2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስረሐ መዓልቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ከምኡ እዉን ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን 4ይ ደብሪ ቁፅሪ 333 እንዳመፃእኩምÂ ምዉሳድ ትክእሉ

10 ሰነድ ጨረታኩም ሐደ ዋናንÂ ምሉእ ሰነድ ጨረተ ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ተዓሺጎም ኣብ ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ከምኡ እዉን ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ መቐለ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 22 03 2010 ዓም 3:15 ናይ ንጎሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መቐለ ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ምምሕዳር ንብረት ይክፈት

11 እቲ ኮሌጅ ካሊእ ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቀፅሪ ስልኪ 0914251795 ወይድማ 0919450760 ወይ ድማ 0923416212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo