ንካልአይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ናይ ቢሮ አቅሑት አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2006 ዓ ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ መወሰኒ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ ጨረታ ዝሰዓረ ናብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/ 09 /2006 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ ድሕሪ ዕለት 26/ 09 /2006 ዓ ም ሰዓት 11:00 ይክዉን እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/ 09 /2006 ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ አብ /ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ አካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስ 4ይ ራብዓይ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይ ድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (50)
- ኮንስትራክሽን (691)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3641)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (179)
- ሕርሻ (341)
- ህንፃ መሳርሒ (1718)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1386)
- ምምካር (135)
- ትምህርቲን ስልጠና (161)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1511)
- ምግብን መስተን (360)
- እግድ (24)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
- ፈርኒቸር (1092)
- ጥዕና (228)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
- ፅገና (667)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (289)
- ምስሊን ቀረፃን (16)
- ስራሕቲ ሕትመት (1427)
- ስራሕቲ ምልላይ (62)
- ክራይ (598)
- መሸጣ (869)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (946)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (414)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (324)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (519)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)