ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ናይ ቢሮ አቅሑት

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/
ንካልአይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ናይ ቢሮ አቅሑት አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2006 ዓ ም ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ መወሰኒ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ከትሕዝ ዝክእል ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ ጨረታ ዝሰዓረ ናብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/ 09 /2006 ዓ ም ጀሚሩ ክሳብ ድሕሪ ዕለት 26/ 09 /2006 ዓ ም ሰዓት 11:00 ይክዉን እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 27/ 09 /2006 ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ አብ /ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ አካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስ 4ይ ራብዓይ ደብሪ ቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይ ድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo