ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብዓዊዲ ስራሕ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ኮረም
  1. በቲ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
  2. ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን 2010 ዘለኩምን ክተቅርቡ እትክእሉን
  3. እቲ ሰነድ ጨረታ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብጥንቃቄ ተመሊኡ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብዝተፈላለየ ዝተዓሸገ ስምዒ ፖስታ ዝተወሰደ ሰነድ ብሙሉእ ዝቀርብ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ይስረዝ
  4. ተጫረቲ ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል ብመሰረት ዝኣተዎ ዉዕሊ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ሆስፒታል ኮረም ከቅርብ ዝክእል
  5. ሰዓራይ ዝፈለጠ ኣናሊስስ ወይድማ ትንተና ምስተሰርሐ በሓፈሻዊ ዋጋ ወይ እዉን ሎት ዘተሐተ ዋጋ ዘቅረበ ይከዉን
  6. ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 4 ሕዳር 2010 ዓም ክሳብ 18 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ካብ ክፍሊ ፋይናስን ሆስፒታል ኮረም ዘምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
  7. መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ
  8. ሳንዱቅ ጨረታ 18 ሕዳር 2010 ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ብዝይገድስ ሰዓት 4፡00 ኣብ ሆስፒታል ኮረም ይክፈት
  9. ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ጨረታ ንምክፋት 3 መዓልቲ ክተርፎ ከሎ እንተቅሪቦም ሕቶኦም ተቀባልነት የብሉን
  10. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510059 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo